መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2027 ኣብ ወርሒ መስከረም ይቕጽል። ኤርትራ ኣብ ቀዳሞት ጸወታታት ኣንጻር ኤስዋቲኒ 2፡0 ን 2፡1 ን ተዓዊታ። 48 ጋንታታት ኣብ 12 ምድብ ክጸወታ እየን። 6 ግጥማት ንኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ክካየድ እዩ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምድብ 4 ጋንታታት ኣለዋ። ኤርትራ ምስ ሓንቲ ዓባይ ጋንታ ኣብ ምድብ ኣላ።